ሰራዊት ትግራይ ምእንቲ ህልውናን ድሕንነትን ህዝቡ፣ ምእንቲ ብሄራዊ ረብሑኡን ክብሪ ዓዱን ክብል ክባር ናይ ሂወት ዋጋ እናኸፈለ ዝመፀን ዘሎን ፣ ህዝባዊ ባህሪኡ ንዋጋ ዕዳጋ ዘየቕርብ ፤ ዋልታ ህዝቡ ኮይኑ ኣብ Read More …
ሰራዊት ትግራይ ምእንቲ ህልውናን ድሕንነትን ህዝቡ፣ ምእንቲ ብሄራዊ ረብሑኡን ክብሪ ዓዱን ክብል ክባር ናይ ሂወት ዋጋ እናኸፈለ ዝመፀን ዘሎን ፣ ህዝባዊ ባህሪኡ ንዋጋ ዕዳጋ ዘየቕርብ ፤ ዋልታ ህዝቡ ኮይኑ ኣብ Read More …
ብገበን ቅትለት ሓበን የማነ ዝተኸሰሰ ዳዊት ዘርኡ ብዕድመ ልክዕ ፅኑዕ እስራት ክቕፃዕ ተወሲኑ ። ጉዳይ ገበን ቅትለት ሓበን የማነ ክከታተል ዝፀንሐ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ሎሚ 28 ጥሪ 2017 Read More …
ብኣባላት ሰራዊት ትግራይ ዝተሰርሐሎም ልዕሊ 58 ኪሎ ሜትር ፀፀር መንገዲ ኣብ ማሕበረ ኢኮኖሚ ዝላዓለ ረብሓ ፈጢሩልና ክብሉ ነበርትን ምምሕዳርን ወረዳ ኣሕስኣ ገሊፆም ኣብታ ወረዳ ብተሳትፎ ሕብረተሰብ ምስ ሰራዊት ትግራይ ዝስርሑ Read More …
ኣብ ዞባ ማእኸል ወረዳ ናዕዴር ልዕሊ 57 ኪሎ ሜትር ምስ ጣብያታት ዘራኽብን ወሽጣ ዉሽጢን ፀፀር መንገዲ ፅገናን ሓዱሽ ቆረፃ መንገዲ ብጀጋኑ ኣባላት ሰራዊት ትግራይ ከምዝተሰርሐሎም ኣመራርሓን ነበርትን እታ ወረዳ ገሊፆም Read More …
ብገበን ቅትለት ማህሌት ተኽላይ ዝተኸሰሱ ክልተ ውልቀ ሰባት ሎሚ 23 ሕዳር 2017 ዓ.ም ብማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ውሳነ ዝተውሃቦም እንትኸውን ቀዳማይ ተኸሳሲ ብፍርዲ ሞት፡ ካልኣይ ተኸሳሲ ድማ ብማእሰርቲ ዕድመ Read More …